ሰራዊት እስራኤል ናብ መራሒ ሓማስ ያህያ ሲዋር ኣለዎ ዝተባህለ ከባቢ ብምእታው ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ነቲ ንሓደ ዓመት ክህደን ዝጸንሓ መራሒ ሓማስ ከምዝተቐትለ ሓቢሩ። ...
ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣብ ክንዲ’ቶም ብፓርላማ’ታ ሃገር ካብ ስርሖም ዝተሰጎጉ ምክትል ፕረዚደንት’ታ ሃገር ሓድሽ ምክትል ፕረዚደንት ከምዝመዘዙ ተፈሊጡ። ሓድሽ ዝተመዘዙ ወዲ 52 ዓመት ኪቱሪ ...
ካብ ጥቅምቲ 2021 ኣትሒዙ ሚኒስተር ፍትሒ ኰይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ጊደዎን ጢመቲዎስ፡ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን መዝነት ፕረዚደንት ተረኪቡ ቦታ ዝለቐቐ ታየ ኣጽቀስላሴ ተኪኡ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ...
ኣቦ-መንበር ውድብ ናፅነት ትግራይ ዶክተር ደጀን መዝገበ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፡ ኣባላቶም ብሕልፊ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ክልል ትግራይ ኣደዳ ማእሰርቲን ምግልታዕን ይዀኑ ከም ዘለዉ ከሲሶም ...
Israel: Foreign Minister Israel Katz and the Israeli military said Thursday that Hamas leader Yahya Sinwar was among three ...
ፕረዚደንት ባይደን ሎሚ ሓሙስ ናብ ጀርመን ኣምሪሑእሎ፥ ጽባሕ ዓርቢ ድማ ምስ ቻንስለር ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ተራኺቡ ክዘራረብ'ዩ። ድሕሪኡ ምስ መራሕቲ ብሪጣንያን ፈረንሳን ከም ዝራኸብ `ውን ዋይት ...
ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ወሰኽ ክፍሊት ህዝባዊ መጓዓዝያ ገይሩ ኣሎ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ እቲ ወሰኽ ክፍሊት ነቲ ድሮ ዘሎ ክብደት መነባብሮ መሊሱ ከም ...
(ማለት 2.54 ዶላር ኣመሪካ)፡ ክሳብ 100 ሚልዮን ብርክታት ክሸይጥ ምዃኑ ዋና ኣካያዲት ስራሕ እቲ ትካል ፍረሂወት ታምሩ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ሓቢራ። ቴለኮም ኢትዮጵያ ብርክታት ናብ ...
ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ቆረ ወረዳ ጎርካ ቅድሚ ትማሊ ሰንበትን ትማሊ ሰኑይን ብዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ምቅታሎም ምምሕዳር እቲ ኸባቢን ነበርትን ንድምፂ ኣመሪካ ሓቢሮም። ...
ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፈ ክራማት ዝሓሸ ሽፋን ዝናብ ከምዝተራእየ ሓረስቶት እውን እኹል ዘመናዊ ድኹዒ ከምዝቐረበሎም ካብ ሄክታር ብማእኸላይ 18 ኲንታል ምህርቲ ክርከብ ከምዝኽእል ቢሮ ሕርሻን ሃብቲ ...
ዕድመ ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ትሕቲ ሓደ ወርሒ ኣብ ዝተረፈሉ እዋን፣ ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን ነቶም ንመን ከምዝመርጹ ዘይወሰኑ ኣመሪካዊያን ንምእማን ይጽዕሩ ኣለው። ኣብ ብርክት ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ደራ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም 12 ጥቅምቲ 2024 ኣብ መንጎ ሓይሊታት መንግስትን ምልሻታት ፋኖን ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት መንግስትን ሰራዊት ...